ቅኑዕ ኣመቓቕላ እቲ ቓል ሓቂ [2ይ ሕታም] – (Correctly Handling the word of truth)
$35.00
Out of stock
Out of stock
Debit or Credit Cards payment options are available on checkout. Go to your cart to use these options.
Description
ንርእስኻ እቲ ቓል ሓቂ ብቕንዕና ዜማቕል፡ ዜሕፍር ዜብሉ ፍቱን ዓያዪ ጌርካ፡ ንኣምላኽ ከተርእዮ ጽዓር። (2 ጢሞ.2፡15)
እዛ መጽሓፍ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ኢሉ ናባና ኸም ዝመጸን ንሕና ናብ መጽሓፍ ቅዱስ ክንቀርብ ከለና ኽህልወናን ክንክተሎን ብዛዕባ ዚግባእ ፍሉይ መምርሒታትን እያ እትገልጽ። እታ ኣብ 2ይ ጢሞቴዎስ 2፡15 “ቅኑዕ” እትብል ቃል፡ ካብ “ኦርታታመዮ” እትብል ናይ ግሪኽ ቃል ዝመጽአት ኮይና፡ ትርጉም ናይዛ ቃል፡ ትኽንትኽ ምምቓል፡ ትኽንትኽ ምቁራጽ፡ ብቅኑዕ ኣገባብ ምሓዝ ማለት እዩ። ስለዚ እዛ “ቅኑዕ ኣመቓቕላ እቲ ቓል ሓቂ” እትብል መጽሓፍ ድማ፡ ሓደ ኣገልጋሊ ኣምላኽ፡ ከመይ ኢሉ ነቲ ቃል ሓቂ ከይጠወየ፡ ትኽንትኽ ብምምቓል፡ ዜሕፍር ዜብሉ ፍቱን ዓያዪ ኮኡኑ ንኽምህር ዝሕግዙ 14 መሰረታዊ ሕግታት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ።
Additional information
Pages | 544 |
---|---|
Size | 6 x 9 inchs |
Binding Type | Paperback Perfect Bound |
Related products
ንእምነት ብእምነት ምግዳል – መጽሓፍ ይሁዳ (Defending the Faith – Book of Jude)
$12.50
Reviews
There are no reviews yet.